National Intelligence and Security Agency - NISA

  • Hjem
  • Norge
  • Oslo
  • National Intelligence and Security Agency - NISA

National Intelligence and Security Agency - NISA Ministry Intelligence Of The State Of Eritrea 🇪🇷 ኤርትራውነት ኣብ ድልድል ሰረት ዝተሰረተ ሃገረዊ ህንጻ እዩ።

20/08/2026

ካብ ሐጂ ንድሓር እትመጽእ ነፋሪት ✈️ ደብዳብ እንተገይራ እስከ ሓበርና ክንሪኢ ኢና!!👎

መብዛሕተኩም ተጋሩ ከምዚ ክትብሉ ትሓቱኒ አለኩም👉 ስርዓት ብልጽግና አብ ልዕሊ ትግራይ ኩናት እንተከፊቱ መንግስቲ ኤርትራ ሙሉእ ሰራዊቱ አክቲቱ ንትግራይ ክሕግዝ ይክእል ዶ??? ዝብል እዩመን...
11/08/2026

መብዛሕተኩም ተጋሩ ከምዚ ክትብሉ ትሓቱኒ አለኩም👉 ስርዓት ብልጽግና አብ ልዕሊ ትግራይ ኩናት እንተከፊቱ መንግስቲ ኤርትራ ሙሉእ ሰራዊቱ አክቲቱ ንትግራይ ክሕግዝ ይክእል ዶ??? ዝብል እዩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ሓዱሽ ኲናት እንተደኣ ከፊቱ፣ መንግስቲ ኤርትራ ብዘይካ ወታደራዊ ምትእትታው ስቕ ኢሉ ክርእዮ ዘለዎ ዕድል ኣዝዩ ትሑት እዩ።

እንተኾነ ግን እቲ ምትእትታው ብቐጥታ ሰራዊት ኣስጊርካ ምሉእ ብምሉእ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ብምእታው ድዩ ወይስ ኣብ ናይ ባዕሉ ዶብ ተወሳኺ ግምባር ብምኽፋትን ንትግራይ ብምሉእ ወታደራዊ መሳርሒታትን ስለያን ብምሕጋዝ እዩ ዝኸውን ዝብል ነጥቢ፦ ኢትዮጵያ ዘለዋ ናይ ወታደራዊ ዓቕሚ ኣሰላልፋን ኤርትራ ዘለዋ ናይ ድሕንነት ስግኣት ገደብን ዝወሰኖ ይኸውን።

National Intelligence and Security Agency - NISA

ኣገናዕ ሻዕቢያ!  እታ ጸወታ ብዝግባእ ከሺኑ buffer zone ኣጽኒዑ- ደጊም መሬት ኤርትራን ትግራይን ምስ መጻምድትና ብሙኳን ካብ ኩናት ሓራ ገይሩ--/ እታ ሓዊ ካብ ወልድያ ተበጊሳ ኣዲ...
10/08/2026

ኣገናዕ ሻዕቢያ! እታ ጸወታ ብዝግባእ ከሺኑ buffer zone ኣጽኒዑ- ደጊም መሬት ኤርትራን ትግራይን ምስ መጻምድትና ብሙኳን ካብ ኩናት ሓራ ገይሩ--/ እታ ሓዊ ካብ ወልድያ ተበጊሳ ኣዲስ-ኣበባ ከም ትበጽሕ ገይርዋ ኣሎ::

ሻዕብያ ኣዝማሪኖ እቲ ስራሕ ኣብ ባይታ ሰሪሕዎ ኢዩ።

እንተ እቶም ባሮት ናይ ኣቢ ተጋሩ ኣብታ ኣዲስ-ኣበባ ጥራሕ ጽንሑና።

ጥበብ ፖለቲካ፣ ስትራተጂን ታክቲክን ሓንጺጽካ እትኸዶ ፍሉይ ጥበብ ዝሓትት ዓውዲ እዩ። ንሕሉፍ ተሞክሮ ኣብ ግምት አእቲኻ፣ ንህልዉ ኩነታት ተገንዚብካ ንናይ መጻኢ ኣመታት ፖለቲካ ብዝግባእ ተረዲእኻ ሕርያታት እትወስደሉ ኣዝዩ ረቂቕ ዓዉዲ እዩ።

ሻዕቢለ እቲ ትሪም ትሪም ብዝግባእ ተጻዊቱ - ጆኬር ማታ ኣብ ቕድሚት ኣገዲሙ እቲ ጸወታ ኣብ ምዝዛም ይርከብ ኣሎ።

ድሕሪ ደጊም መሬት ኤርትራን ትግራይን ዓውዲ ውግእ ኣይክከውንን ኢዮ።

10/08/2026

ትግራይ ተሃሪማ አዲስአበባ ክትድቅስ እያ ኢልካ ምሕሳብ ዓቀኑ ዝሓለፈ ይውህና'ዩ!!

"Thinking that Addis Ababa will sleep peacefully while Tigray is being hit is the height of naivety!!"

01/08/2026

የትግራይ ኋይሎች ድንቅ ስራ ሰርታቿል! 👏

ነገ ደግሞ የኣማራ ኋይሎች ተራ ነው..

መልካም ለሊት የነገ ሰው ይበለን።

01/08/2026

"According to the Ge'ez calendar, it is currently exactly 3:05 PM (9:05 PM)!"

Coming to Home!✅

National Intelligence and Security Agency - NISA

01/08/2026

Breaking News
ሓይልታት ምክልካል ትግራይ (TDF) አብ ግምባር ሸረሪና አዝዩ በዝሒ ኣሃዝ ዘለዎ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ምክልካል pp አብ ትሕቲ ቀይዲ አውዒሉ!!

"Tigray Defence Forces (TDF) captured a massive number of underage Prosperity Party child soldiers on the Shererina front!!"

National Intelligence and Security Agency - NISA

01/08/2026

እስካብ'ዛ ሐጂ ዘለናላ ስዓት ናብ ዝኮነ ሸነክ ዶብ (Border) ልኣላዊ ግዝአት ኤርትራ ካብ ጸላኢ ዝተተኮስ ዝኮነ ይኩን አጽዋር የለን።

ሰራዊትና'ውን ነዚ አብ #ሸረሪናን መዋስንቲ ዶባት ሱዳንን ዘሎ ምዕባለ ብቀረባ እናተካታተሎ'ዩ።

National Intelligence and Security Agency - NISA

"The political deceit and rampage of the dictatorial Prosperity regime has come to an end from now on!!""Sobni fi jeequm...
01/08/2026

"The political deceit and rampage of the dictatorial Prosperity regime has come to an end from now on!!"

"Sobni fi jeequmsi politikaa sirna abbaa irree Badhaadhinaa asii fi gara fuulduraatti asirratti xumurameera!!"

#ጽምዶ Coming home

National Intelligence and Security Agency - NISA

  መከተ ተጸይፎም ካብ ትግራይ አብ ልዕሊ ዝወጹ ግለ ሰባትን ትካላትን ናይ ትምህርቲ፣ሞያ፣ሃፍተ ገነት አፍልጦን ሕጋውነትን ዝእግድ ሓዱሽ ሕጊ ዕላዊ ክግበር እዩ።መንግስቲ ትግራይ አብ ልዕሊ ...
25/07/2026



መከተ ተጸይፎም ካብ ትግራይ አብ ልዕሊ ዝወጹ ግለ ሰባትን ትካላትን ናይ ትምህርቲ፣ሞያ፣ሃፍተ ገነት አፍልጦን ሕጋውነትን ዝእግድ ሓዱሽ ሕጊ ዕላዊ ክግበር እዩ።

መንግስቲ ትግራይ አብ ልዕሊ እቶም መከተ ተጸይፎም ካብ ትግራይ ናብ ማእከል ሃገር ዝከዱ ግለ ሰባትን ትካላትን አብ ኮሎጃትን ዩኒቨርስትታትን ትግራይ ዝተማሃሩ ሰርተፌክቶም ውድቅ ክከውን ከምኡ እውን አብ ትግራይ ብዝተፈላለዩ ሞያታት ማለት ሽፌር፣መካኒክ፣ቴክኒሻንን ካልኦት ተዛመድቲ ሞያታት ዝተምሃሩ ፍቃዶም ክስረዘን ካብዚ ሓሊፉ እውን ታሓራሲ መሬት መንበረ ገዛን ንግዲ ፍቃድን ካልኦት ቀወምትን ተንቀሳቀስትን ንብረታት እውን ዘውርስ ሕጊ አብ ምርቃቅ ይርከብ።

National Intelligence and Security Agency - NISA

Adresse

Oslo

Nettsted

Varslinger

Vær den første som vet og la oss sende deg en e-post når National Intelligence and Security Agency - NISA legger inn nyheter og kampanjer. Din e-postadresse vil ikke bli brukt til noe annet formål, og du kan når som helst melde deg av.

Snarveier

Del