Gebilet Gib

Gebilet Gib Gebilet Gib ftih jerebew Belayn'qurd telemsakhw wechem akho ynakewdi ynabeleddisi nefiew geri sitatat kedemro delemo hnbakhw gn.

Deam Self ena ynakol hnba gemechenta nisrld mkwro ftih mesuna tekelsro, yna kewa nabeledl hishmd lat kro kedemakhw meanya gn. ገቢለት ጊብ ናከውዲ ናበለዲሲ ሓሰርሰው አርትርዪቁር ሻሎት ብሊነውድ 2019ትል ከደንሊ (ዲያስፖሪል) ተርያዂ ወጨም ግን፡፡ ገቢለት ጊብቁር ዕባብድ ኮረዲ ከደንዲትል አርትርዪንሊ ገመው ኣጭጉም ጃበርዲ ደምበርዲት ወግምሊ ቱስኖ ፡ እና ቂጦሪል ጠሎቅሶ እክዲ በለዲዲት ጨነትዳዂ ሕክም ህግደፍሩዂ ነደውስሮ ፡ ኒሰናኽር ፍትሕዲ ቀሱነዲ ሰላምዲ በለዲትል እንትሮ ለመለምያዂ ግን፡፡

ይና መኸላ
ላናርሊ እምናዂ ፡ ፍቲሕድ ዓቀውሶ ፡ ኣሪ ገባ

ይልዲ ሕሳንዲ ሕሽምዲሲ መንደርታዂ ገቢለት ሒለቱዂዲ መሀድና ግን ።

ይና ንሽቃ

1) አርትርዪል መሱና ፍትሕዂ ተከልስሮኽር ፡ ፍትሕድ ዓቀውሶ እክሲ መርሓዂ ሜሪ እንትሮ ለመለም የው እክዲ ወጨማትዲዲ ሕበርድ ተውህሮ ከደምና
2) ይና ወጨም’ቊር ህምባ ወክትዲ ፡ ፈሀምድ ኣኽን ለዶት አርእጝዂድ ናመንብሮትል ፣ ኒሰናኽር ዓፍየትዲ ሸቃንዲሲ፡ ሒሊትናዲ ዳበርድናዲር መገለይ ጠፍሕድና

ይና ትከር ለበን ወራቱ

1) እምንሊ ደው ይና
2) ኣዳሚንዱዂራ ክብርዲ ሕሽምዲት ተከውና
3) እኲልናር ኣዳሚንድዂሪዂሊ እምና
4) ዓምጭሲ ጉሽናዲ/ነጨግነዲ ፡ ህምባ ኣጭጉምሲኻ ሕሳንድ እንክና
5) ኲሹትል ኲጂዊል ፡ ኲዓቅምሲ ዳበርድኒል አምነዲ ሓበንስነዲ
ይና ጀመራ

“ይና ናይ ተከውስሮ : ላገሽ ከደምንን እክብስኖ” ቅሬን ግራ ላ’እካ ኣኽኒ :ላ’ከው ግራ ላ’ሙዂ ሻኽኒ :እማ ጃብራ ይኖ : ልሶ ክኖ : ላገሽ ከደምንን እክብስኖ !!

03/06/2024

እንቲ ጋቢ ጃርኻ ካቢራ ፡ እንቲ ጋቢ ይና በለዲ ፡
ኳዕይብ ጋቢ ጃርኻ ካቢራ፡ እንቲ ጋቢ ይና በለዲ፡
ይን ኩንኻ ኮድጚሳዂ ሻኽኒ ፡
ይን ጋብኒኹን እኺርኺር ዋስኒ ፡
እን ትክያዃ ሳዳ ከቢኒ ! (Embaye Fikad / Jocker)

ኣፍሪቃ ኣብ ድኽነት ንኽትነብር፡ ምዕራባውያን ዝጥቀሙሉ ሜላ!Howard Nicholas  እዚ ሎሚ ዘቅርበልኩም ትምህርቲ ብመሰረቱ ብዛዕባ ካብ ጥንቲ  ጀሚራ፡ ኣፍሪቃ ቀንዲ መሰረት ብልጽግና ዓ...
16/06/2022

ኣፍሪቃ ኣብ ድኽነት ንኽትነብር፡ ምዕራባውያን ዝጥቀሙሉ ሜላ!
Howard Nicholas

እዚ ሎሚ ዘቅርበልኩም ትምህርቲ ብመሰረቱ ብዛዕባ
ካብ ጥንቲ ጀሚራ፡ ኣፍሪቃ ቀንዲ መሰረት ብልጽግና ዓለም፡ ብፍላይ ከኣ ዝማዕበላ ሃገራት እያ።
ኣብ ብልጽግና ፡ ዝመዕበላ ሃገራት ኣፍርቃ ትጻወቶ ተራ መዳርግቲ የብሉን፡ ቀንዲ ኣፍራዪት ናይ ጥረ ነገራት ( raw materials) ድማ ንሳ እያ። ኣፍሪቃ ካብዚ ዘላቶ ንኽትወጽእ!!! ኣይነፍቅደላን ኢና!!!፡ ኣብቲ ዘላቶ ጠጠው ክትብል!!! ፡ ኣብቲ ዘላቶ ድኽነት ንኽትህሉ!!! ድማ ኩሉ ንገብር። ምኽንያቱ ኣፍሪቃ ኣብቲ ዘላቶ ጠጠው ምባል፡ ቀንዲ መሰረት ብልጽግና ናይ ካልኦት ሃገራት ስለዝኾነ። እዚ ማለት ከኣ ኩሉ ቁጠባዊ ቅርጺ፡ ናይ ዓለም ትካላት፡ቁጠባዊ ትምህርትታት እዚ ኩሉ ንኣፍሪቃ ኣብቲ ዘላቶ ንኽትህሉ ብሓደ ምስራሕ እዩ። ኤውሮጳ ይኹን፡ ሕቡራት መንግስትታት ከምኡ እውን ቻይና ኣፍርቃ ኣብ ድኽነት ኽትህሉ ዝደልዩሉ ምኽንያት፡ ጥረ ነገራት ናይ ኣፍሪቃ ንዓና ኣገዳሲ ነገር ስለዝኾነ።

እዚ ግን ኣፍሪቃውያን ሓንቲ ክገብሩ ኣይክእሉን ማለት ኣይኮነን፡ ብዙሕ ክገርዎ ዝኽእሉ ነገራት ኣሎ። ኣፍሪቃ ብገዛእ ርእሳ ሓደ ፍሉይ ምዕባለ ከተርኢ እንድሕሪ ጀሚራ ግን፡ ሳዕበኑ መነባብሮ ምዕራባውያን ሃገራት ከምዘንቆልቁል ኣረጋግጸልኩም ኣሉኹ። በዚ ኸኣ እዩ ዓቢ ዋጋ ንኸፍለሉ።
ቀንዲ ዕላማ ኩሉ ትምህርታዊ ትካላት ምዕራባውያን ሃገራት፡ ኣፍሪቃ እቲ ቅድም ዝገብርዎ ዝነበሩ ንዕኡ ከተግብሩ ከተእምን ምስራሕ እዩ። እዚ ኸኣ፡ ኣብ ድኽነት ምህላዎም ናትና ጸገም ዘይኮነ ናቶም ጉድለት ምኻኑ ከተርእዮም ምኽኣል እዩ። ........................................
እስከ ንርኤ፡ ኣፍሪቃ ብዙሕ ናይ ዕደና፡ ተፈጥራዊ ሃብቲ ከለዋ፡ እዚ ኩሉ ጥረ ነገራት እና ኣፍረየት ትረኽቦ መኽሰብ ሓንቲ የለን።
ዝኾነት ሃገር ብዘይ ምስናዕ (manufacturing)፡ ብጥረ ነገራት ብምፍራይ ጥራይ ክትምዕብል ኣይትኽእልን እያ፡ ነቶም ጥረ ነገራት ዘመስርሕ ፋብሪካታት ክህልዋ ኣለዋ።
ባህርያዊ ጸጋታት ጥራይ ምፍራይ ፡ ናብ ናይ ዝኾነ ናይ ምዕባሌ ጎደና ክመርሓካ ኣይክእልን እዩ።

ከም ምዕራባውያን ሓገግቲ፡ ኣፍሪቃ ብእንዳስትርያላዊ መዳይ ክትምዕብል ኣይነፍቅደላን ኢና። እምበኣርከስ ነዚ እንዳስትርያላዊ ዕቤት ከይትገብር ኩሉ ዝከኣለና ነገራት ንገብር። ስለዚ ኸኣ ነዚ ነገራት ከይትገብር ብንጹርን፡ ብዘይንጹርን መንገዲ፡ ዝበዝሐ ግዜ ግን ንጹር ብዘይኮነ መንገዲ፡ ካብዚ እንዳስትርያላዊ ምዕባለ ጠጠው ነብሎም።
ንኣብነት ከም በዓል ኮርያ፡ ጃፓን፡ ታይላንድ ዝኣመሰላ ሃገራት ኣብ ናይ ምምዕባል ግዜኤን ዘይተኣደነ ጥረ ነገራት (raw materials) ካብ ኣፍሪቃ ይገዝኡ ከምዝነበሩ፡ ብእኡ መንጽር ከኣ ዕዳጋታት ኣፍርቃ ዕቤት ከምዘርኣየ ስታትስቲካዊ ጸብጻብ ይሕብር። ንሶም ብእንዳስትርያላዊ መዳይ ክዓብዩ ኣብ ዝጀመሩሉ እዋን ግን ብቅጽበት ናይ ኣፍሪቃ ዕዳጋታት ከንቆልቁል ተራእዩ። እዚ ኸኣ ናይ ኣፍሪቃ ዝበዝሐ ዕቤት ኣብ ናይ ጥረ ነገራት ስለዝምርኮስ እዩ።
ናይ ጥረ ነገራት ዕዳጋትትን ምስ ናይ እንዳስትርያላዊ ዕዳጋታት ምስ እነወዳድሮ እቶም ኣብ ናይ ባህርያዊ ጸጋታት ጥራይ ዝምርኮስ ዕዳጋታት ዓለም ብዝያዳ ከም ዝጉዳእ ስታትስቲካዊ ጸብጻብ ዘመልክቶ ሓቂ እዩ።

ድሕሪ መግዛእቲ፡ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃ ሓድሽቲ ሜላታት ከተኣታትዉ ጀሚሮም። ሓደ ካብቲ ዝጥቀሙሉ ሜላ ረድኤት ምሃብ እዩ። ረድኤት ንምንታይ to keep represive regime in power፡ ካልእ ንእሽቶ ናይ ትሕተ ቅርጺ ጽርግያ ምስራሕ እዩ ፡ እዚ እውን ነቲ ባህርያዊ ጸጋ ናብቲ ወደብ ንምብጻሕ እንተዘይ ኮይኑ ኪንይኡ ዝኸይድ ኣይኮነን። ዝበዝሐ ዝወሃብ ረድኤት ግን to keep represive regime in power ፡ ናይ ገንዘብ፡ ከምኡ እውን ናይ ጠበናጁ እዩ።
እዚ ኣብ ምዕራብ ዲሞክራሲ እንብሎ ብተዝርዋዋሪ ስርሑ ጉሓፍ እዩ። ንኣብነት ቻይና ኣብ ፐሎቲካ ካልኦት ሃገራት ምትእትታው ኣይገብርን እየ ትበል ደኣ እምበር፡ እቲ ንኣፍሪቃ ትህቦ ገንዘብ ነቲ ባህርያዊ ጸጋታት ንምብሕጛጝ እዩ።

እቲ ካልኣይ ሜላ ዕዳ እዩ። ብዛዕባ ኦፐክ ዝበሃል ባንኪ ሰሚዕና እንተኾና ፡ እዚ ባንኪ እዚ ብ 1950ታት ዝቆመ ኮይኑ፡ ብ IMF, CIA ከምኡ እውን A.S.D፥ ዝተመስረተ ባንኪ እዩ። እዚ ባንኪ እዚ ስርሑ ነተን ባህርያዊ ጸጋታት ዘለወን ዝምዕብላ ሃገራት፡ ዕዳ ምሃብ እዩ። ሓደ ግዜ ነቲ ዕዳ ምስ ሃብካዮም፡ ነቲ ዕዳ ዘለዎ ሰብ ኽትቆጻጸሮ ቀሊል እዩ። እዚ ባንኪ እዚ ከባቢ 4000 ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ዘለዎ ኮይኑ፡ ነዚ ባንኪ እዚ ዝፈልጥ ሰብ ግን ዉሑድ እዩ። እዚ ባንኪ እዚ ዝህቦ ዕዳ ካብ ህገራት ናብ ሃገራት እናበዝሐ ይኸይድ ኣሎ።
ሓደ መራሒ ነዚ ዕዳ ክቅበል ፍቃደኛ እንተዘይ ኮይኑ፡ ኣብ ትስዕብ መዓልቲ ተቀንጺሉ ኣሎ ማለት እዩ። በዚ ኸኣ ብናይ ረድኤትን ዕዳን ሜላታት ብምትዕሽሻው ፡ ኣፍሪቃ ካብቲ ዘላቶ ድኽነት ፈልከት ከምዘይትብል ምግባር እዩ። ................
እዚ ኣየሕዝንን ዶ?

ትርጉም፡
ደብሩ ሃይሉ
15/6/2022

29/05/2022
Arba 1Girga 21
21/01/2022

Arba 1
Girga 21

28/12/2021

ገቢለት ጊብ ኣረርሰዉሎም ፍቲሕ መታን ለመለም ዮው ሒልል ኤርትርዩው ላናርድ ከደምድኖ ብርፍ ይኑዂ።

11/12/2021

ንኪ ግርጋ 11/12/21 ሰዓር 8 ኲንጝ በርሊን ኡመትድ ስታት FB Live ህምበኩና እማ ተለለይትኖ ሕሽምድ ዓደምነኩንኩም።
ክምናኻ ገቢለት ጊብ 2021 ኣመራ ስታታት ጨጫብዲ ድምኖ ገቢለት ጊብ መሱና ፍትሕ ሰበትድት እልብዲስናዲ ግን።

ዖናዲ በስክዲራዲር ፍዳታትሕክምሲ ሻኻዂ ገሽ ድገሩዂ ከዋ ፍሪርድ እንታዂ ኣከን ኮል ኣኽን ከደንሊ ኒ’እሰ ወራትክ ዲባ ድገሩዂድ መመይስሮኽር ኮኮይስሮኽር ደኩረሪ ኣኽረዉድ ግረሪ ግን። ኒንኻ ...
01/12/2021

ዖናዲ በስክዲራዲር ፍዳታት

ሕክምሲ ሻኻዂ ገሽ ድገሩዂ ከዋ ፍሪርድ እንታዂ ኣከን ኮል ኣኽን ከደንሊ ኒ’እሰ ወራትክ ዲባ ድገሩዂድ መመይስሮኽር ኮኮይስሮኽር ደኩረሪ ኣኽረዉድ ግረሪ ግን። ኒንኻ መረርድን ሓረርድን ታሚትረሪ ግን። ና’ሒልድር ጉርበትድ ኤረጊስኽር ከያነትዲ ገለበድነዲስኽር እንተረዉ ሜሪኻ ዲመክ ናቂጦረስ ተከውድኖ ከውሲ ጨቐጥኖ መንደርተው ኣኸዉድ ና’ቖል ሕጊ ኣኸውድ ናድ ባህ ያዂስክሎም እሰነኩ። ኩወነኩ ፣ እንሸወነኲ ፣ ኒት ደኲኖኽር ሓርብ ድገር ነበክልኽር ከደንልኽር እሰነኲ ። ዲማ ናው ከው ምልኒል ነፍዕስተነሪ ምስምሳኻ ‘’ቅረን መታን እስናኹ ግን” የነኲ።

ንጉስ ሃይለስላሴ ኢትዮቢዂ ኒ’ከዋ ምራድድ ሜሪ ሻኽላ። እንግሊዝዲ ኣሜሪካዲ ና’ስላሕ መታን ጉርበትድ ትንክብኖ ናዕስናዂ ግን። ኒዕምርስካ እና ኒ ቒጦረትል ፍሪርድር ከዋ ገውረድር እንታኹሰና ኢትዮቢል ሓዲስ ሕክም እንትጊን ጁዊልኽር ከደንልኽር እሽኽሊ ተከልሶ ኒ ወክሲ ደኲሱዂ። ኒ ደንቢ እንታዂ ደርጊር ሕክምኽር ኒልድ ኪድላ። ይጝር 1991ዓ.ም. ይና ጀብረት ናዕስነሰና እና ሓከሞና እርገዉ ሑኩማትልድ ኪዳዂ ሕክም እሲኖ ሳድኑ ናልድ ሊኽ መረት ጂባዂ ድገኹራ በለዲት እንሽኽዲ ዓጨባዲሲ ሓምረጎላ ህንበኲ።

እማ እና ይና በለድሲ ጅበ ሰጘው ሜሪታት ይና ኮል ናው እሲነውል ገለ ላ ኩልሶራ እና ዖናዲ በስክዲረዲር ጭልም ግርጋ ና’ብር ዓንሰበር ኩሪል ቡቑተውሲ እና አርፍፍ ሕዳርዲ ታሕሳስዲትል ኣኽነዲን ና’ግርገስ እልብድኖኽር እልብዲስኖኽር ሸፍሸፍናዂል እን እንሰካ ክረዉዲ ድደዉዲት ጉድኖ ናከውሲ ሓዲስ ለኸን ቐስቐስና ኣኾ ቛልስተውድሎም ብሕልታ ወንቀርኑ ኒ በሀርድ ይን ናት ጉድናዂ ሰልፍኻ ና’ጠርቕ ናን ኣኽታሲክ እስቲገዂ ኣኻዂድ ድመል ክምኒነዲን ግን ፣ ሊጘርኻ ናንኽር ኒሰና ተካዂ እስተ ዋንተን ኒ ደርብድ ሰፈፍስሮ ንደንብኻ ኮዶ ወረቢል ጀረይጊን ለበኪትኖሉ ይኖ ኣኸት አርእትኖልና ሳድነኩንኩም። በስክዲረዲ ዖነዲር ጃብ በርካትል ኒሰናኽር ደኩረክ ደኩረክ ስንሕትልኽር ሰራየትልኽር ሰምሃርልክር ኣኮሎጉዳይልኽር ደባኑ ከዉሲ በራኽነዲ ልጝንቲ ሓውስነዲ ሰጘኩ። ሓልሓል ብሪል 36 በጥሕ ላ’ጎቑል ደፈንሰው እርግኑዂ። ማልሲ በራኽነዲ ለውነዲ ኪሽጝሲ ሓውስነዲት ከዉታትር ክንቲዂሉ።

1970 አርባ ያኸኒትሪትልድ (መስከረምትልድ) ብርፍዮ እን ጀበረት መታን ጐዂ ለመለም በርካትልድ ጐ ሰንሒቲ ደኮ ሓማሴን ኣኽራስክ ጋእ ይነዲን ስርዓት ንጉስ ሃይለስላሴሩዂሲ ኣኽን ኒ ጉርበትል እርገውሲ ገሪ ጉኢ ናዕሱኹሎም። ክሱሰንኻ ጀነራል ኢትዮቢዂ ታሕሪርድ ባልዊል ክረሰና ብኻኻ ናዂ ሰማ ጠዓንቡዂ። ኒልድ ጉኖኻ እና ሒል ኒን ጨነትሮ ኣከን እና ለመለምሲ ካበው ከውታት አሪትሪውሲ ስዳዋዂድ “ዓሰስ ሻኽኖ ባሓርሲ ኢዲስኖ’’ ህንበኩና ያኹ ጀመረስ (መሰልሲ) ሻኽኖ ሱቛ-ብራ ኤሪትሪዂሲ ጨነትድኖ ደበልትኖ ብርፍ ይናዂ አመራ ግን። ጅምለድ ከውታሲ ኩድኖኻ ድⶔኑዂ።

ስልፍ እና ፋሺስቲ ግብርሲ ታምረሪ በስክዲራ ግን። ከውታት ክሪልድ ጃርድ ደአነው ጂጝስቱኑ “ዳሕና ቂር ክስረሰና ኪዳ ግርግ እርጊሲና” ይኖ ጃርሊ ናሺዋን ዓረግድኖ ና’ማልዲ ና’ኪሽጝዲ ኣመት እሲድኖ ናገሽሽ እንቃረውሊ ብርክስጘድ ድገት ላኻ ሙኹረው ዓስከር ኬለብኑኹና የነኩ። እንሰከር ወክትል ኒዉክ ጓቚቶ እርጋባዂ ኣኸውድ ክሪ’ጃብ እን ላኻ ሻኸው ና’ጋብር ና’ወንቀራኽር ልጝንተልድ ትንክብረክ ፍድነዲ ሓጨፍነዲ በርግዕነዲሲ ና’ለፈክሲ ሰቐልኑኹሎም። ሓጨፍሳኹክር ደይሳኹክር ‘’እግዚኦ’’ ‘’ኣላህ’’ ካያ ግን ና’ወንተሳ እርጋዂ። ናው ደኣም ሙቊሊል ደበልቶ ጐ ህንበው ኣኽነዉድ ናትክ ዲገቁርሲ ናትክ ና’ቆልዕዲ ና’ኡሰውዲት ባርግኒ እክክብኖ ምስግድል ቱስኖ ፍነስትረድ ምትሬሲ ብድኖ ለሓጭኑዂሎም። ስላሕ ሙኹርጋዂ ኣዳም ወክት እንሽኽዂል ተመድስሮ ሻኽላ ያዂ ናይ ዓለም ፈረማዂሲ ጠሓስኖ ግን እክሲ ናቆልዕዲክ ላኸድ ረጫቕናኹሎም።

ኒን ኣቕትጊሎም ኒ’ደንበር ክሰረስ ሰዓት ሰዃታ ዖና ደባን ክሮ ና’ልጝንተል ደባንድ እንቋረውዲ ጂግስተውዲትል ፎርቲልድ ተቐው ስላሕ ሰመድ ወርወርኖ ድገት ረኮን እሲኒኹላ። ልኲዲ ናንዲ ኣኾርዲ ጐዱጒዲ ፈደንሰና ፋሕ ዩዂ ብሪል። ከብተውስኻ ናገቢል ትብትኖ ድየው ዓስከር ላዂ-ላዂድ ቃዪነክ ለከሚኒኹሎም። እና በዳን ግብርሲ እሲነኻ ሆርያ እሱኑ ና’ደርብ ፈርኑዂ። ከረንቁር እና ድሄይ ተቐው ስላሕዂሲ ዋስንነዲን ና ናጐሱኲሲ ሻኽኖ አዊል ገምዂን እና መዓት ዩኑ እልለና የውድ ሓበርስነሰና ሚስተር ሁዩሮው ክኒተዉ ኒሰና ራድያን ከረንድል እልልድኖ ሰዓት ሰጃ ዖና አተየነን ጀርሕስተውዲ ከብተዉ ቖልዕዲ ዋይ ዩኑ ሬሳታትኻ ኣኻ ኣካንልክ ዳሕ’ዮ ህንበውሲ እክክብኖ ንቡር ኣኽጋዂድ ብታ ሰስንኹሎም። እና መሳኪና ወንጌል ኒን ዖኒቁርድኻ ላኸን ወረበድኻ ሙኹር ሓለገት ኣኾ ናን ኣኽራሲክ ሓከምስጋዂ ኣኸዉድ በሀር ጉሂ ህንበኩና።

ይን ይና ሕርየት ጀረብኑ እርግናኽር ኣኽነውድ ከፈልሰዉስክ ከፈልስኒ ይኖ ጀመርኖ በስክዲረዲ ዖነዲ ኣሪው ናት ተከውዲ ከዉታት አሪትሪውሲ ጉድድጚዂ እማ ና’ለመለም ዓንበቦ እን ከውሲ ኩወክ ጎሊቱኽር ጀመሩኽር እርገዉ ዓስከር ኢትዮቢውሲ ለመለምየንቱት ‘’እናቴ እናቴ’’ ዩኑ ክረውሲ ና’ገና ወንቀርድንሎም ከብተዊስ ሻኽኖ ፣ ባራኸሲ እግረውስኻ ሱዳን ኣተይድናሲክ ስቋነዲ ከአርዲሲ ላሓጭኖ 1991 ዓ.ም. ይና ጀበረቲት ኣድኖ አርትርየር ባንደረት አሪ ቅረናታ መጡ ደዉ ይረስና ሃብኒኹንላ።

ኣስመራ ጋእ ይነዲ ኮል ባንዴረት ክብስረ ሰቐልነዲ ኣቕታዂ ተከና ከዉታት ናዉክ ፈርሓትድ ለበከስ ጠዓምብኑዂን። ናን ኣኽራሲክር ይና ጂባ ከደንድ ካያ እንተራዂና ተከዉሎም ገሪዉ ህንበነኲ። ሙቑልኻ ኒልክል ዋንቲነት ጋበልኻ እምነኩን ግብርልኻ ፕሮፓጋንዳ ምሪሩዂ ሰከርነኩን። እና ሕኩመትል ህንባዂ ገንዳ ከዋ ፍሪድር ከዋ ገዉረድር ኣኽላ ኒ ቒጦሪል ከፍ ዮ ህንባዂ። አርትርያ ናጝር ወልኢል ህንበቲ። ውረድ ሰረትዲ ሰበብዲ ከውሲ ጨነትድኒኹ መሸጠን መግሃፍዲ ወነናዲሲ ተርዮ ኩዲ በንዲ ናይዲትል ፍትሕዲ ሓቅዲሲ ኩ’እኩላ ወጀበውሲሎም ኩዓንቀይ እሲቶ ኩላውድ ተመምቶኽር መለክሮ መለይቶኽር ብርፍ ይነድ ተርየኵ። እንሲን ታሪራንዲ እምኑዲ ኩጃብልር ሕጊር ጃብልር ለተቅግኒንካ ጉኢትረውልድ ኒድ ፍራኹ እምንዲ ደርብ ዋኒገት አርእሮሰነክኻ ናልድ ቋልስታኹዲ ዋስስታኹዲ ይራኹሲ ኣጎብናዲ ኩናዲር ሓሳባትሲ ለለኮ ትብታንዲ አለለይሰጋ ደርፍፍዲሲ ኲና ላ’ኣዳምሩኹድ ተርዮ ከትሪዂ ያዂዲ ኒ’ቃብሎ ደውያኹዲር እንጠሪ እሰኵ። እና ኒ እንጠረዋ ኣፋይቲ ከውዲ በለዲሩ የውዲ ሱኳን ወሪ ብጙት ጣልማን ፤ ሓያማንሰና የውዲ አሪው ናልድ ጂበው በዳናን ሱጝጝድ ሽጝስትድኖኽር አርእስትድኖኽር ሃበኵ።

እና ጋራት ነን ኣኾ ደምቢ ኒ’ያኹ ጃር ያኹ ኒ’እሰኹካ ምልምል ይስተኲ ፣ ፈረዳኹዲ የመማኹዲ ትክሳኹዲ መርሓኹዲ ሓገጋኹዲ ሰርዓኹዲ ተከዋኹዲ እክባኹዲ ረሓማኹዲ ደአንዳኹዲ ጃር ዓንቀይ ኒ’ንኻ ዋኒገትር ኒዓዶ ኣኻኹክ ድድሮ ዋነትሉኽር ኣወጀኩር ናት እሰው ሰገሰኩር። ኒት ኒድ ደውስራኹዲ ፍትሕዲ ሓቅዲሲ ኒዲ ዳነይስጝራኹዲ ፍርዲር ልጝንዲ ፍትሕዲ ዋኒሮ ገረሰላ ፣ ውረድ ኒላውድ ፍትሕ ኒ’ግን ፣ ኒ ኣካኹ፥ ኒት ከለብረገው ወሪ ፍትሕ መታን ለመለም የው ፣ ወሪ ይኸ ናዲ አረርስጘውኻ ላኹ-ላኹድር ኩምረትድር ክራዲ ድዳዲ ንሽዋዲ ከደን ሻንፍርትናዲ ኣከኵ ና’በን። ነልድ ሻኻኹዲ ኩዋኹዲ ግርዋ ፥ ፋርስ ፥ ሓጥር ይስተክ ሽጝስተኩር ጀመሪሰና ኣከኩር ፥ በንኽር ኡውስተኵ ስልጣንኽር። ነወያኹ እን ሰሙይ ሰላም እንጋኹ ጉሂዲ ጉኢዲ ክራዲ ድዳዲሩኹ ኒ’ጅእሳኹልድካ ጎርዲዒስረንሉ ግን ኩ’ኣካንዲ ኩ’በንዲ ኩ’ናይዲ ኩ’አረርና። ኒስኻ ንጃብር እስኒኹንሉ ናንኽር ድምኖሉ ህምበኩና።

ገፍርኻ ይናከዋ ጃብል ኩኑዂና ኒን እና ይናዂ ግን ይናዃ ይና ከዋ ገሸልድ ሺሽድኹና ፣ ገፍር ስግሩር ገቡኑና ሰጘነኵ ኒንኻ ከደን ሰገሶ መስከብል ዐርነስ ገብዂና ፣ ገፍር ይና ሕያዪትሲ ኣዱኑ ሰጘነኵ ኒንኻ ይና ውላድሲ። ይና ከው ናሕያዪት ኣብስክ ዱኳ ፍዳ ኣከንቲ ንኪ ናወለልድ ኣቅራሽድ ዓለም ጃብል ዕዳጊል ገምኑዂ። ከው ናማል ከፈልና ኣቕትጊ ናወለልዳ ብስኩኲዲ ሰንብዲ ደንበሉዂ ፣ ይና ውላድ ዋኑኻ እልልኒ ክሮኻ ደቢኒ። እን ጎሀይዳዂ ኒል ገምዶና ህምባ ሜሪት ሓቆፍኖ እኺሪር ቊኑ ኣረርስነኩን።

በስክዲራዲ ዖናዲትል “ክራ ኣከንኽር ላት ፣ ጉና ኣከንኽር ላት” ዩኑ ፍዳ ኣኸውድ ይናከው ካብራንዲ ፣ ሕርየቲር መታን ገሪ ኣካናትሊ ፍዳ ኣኸውውዲር ለከን እቢርጊ ንኪ ናቁርዲ ናቁራቁርዲ ናት ዲሂሰውዲ መጢትኖ አሪ በለድል ላሪትል ኣኽገት ድዱኑ ትም ይናኽር ሊብዪል ሱግ ናው ኒል ክስትናዂ ቢስቶ ቋልኑ ገንጅናኽር ሓሶሰይኖ ፣ እና ግርጋ ንድ ይናከዋ ፊናዲ ዪና ናይዲት ዓበስድግኒን ተዓየብነኩን። እና መለገት ኒልድ ፍኖ ኣክነንኻ እን ላሪዲ ጥሉቂዲ ደርቢ ይና ኣባይ ላዂ ኣኸት ኣለለይኖ ፍትሕዲ እምንዲሲ ይና ናይ መንተልኖ እኺሪር ሓቆፍኖ እንጀጚርሰና ላ’ናን ኣኽኖ ጉነን ካያ ግን ።

ይናከው ፍዳ ኣኸው ዲማ እልብርስናው ።

“ይና ናይ ተከውስሮ ፣ ላገሽ ከደምንን እክብስኖ !”

ሸፍሸፈው፣- ገቢለት ጊብዲ ሆደዲ
ግርጋ : 01/12/2021

Indirizzo

San Pietro Mosezzo

Notifiche

Lasciando la tua email puoi essere il primo a sapere quando Gebilet Gib pubblica notizie e promozioni. Il tuo indirizzo email non verrà utilizzato per nessun altro scopo e potrai annullare l'iscrizione in qualsiasi momento.

Contatta L'organizzazione

Invia un messaggio a Gebilet Gib:

Condividi