Horn Africa Poltical View

Horn Africa Poltical View Political View

01/04/2015

As you saw in the video ...our people of habesha don't care about nationality even Eritrean or Ethiopian in general HABESHA people is the poor people in world because of their s**t government ....Our land is better than the Arab People land in weather and anything else we are better than the Arab people ....but our lucky so bad because of corrupted governors and governments ..... I ONLY TO SAY TO ANY ONE .... WE HABESHA IS A VERY POOR PEOPLE !! Nothing Else

28/01/2015

תתבייש מקלט מבוקש .......አዚኦምሲ ምስ ምንታይ ይቁጸሩ . . አንስሳታት . . ኣክንዲ ከመይ ኢልና በሰላም ንነብር ፡ ካብ ኬናት ሃዲምካ አንድገና ናብ ባእሲ ፡ ሕፍረት ይብሃል አዚ።

10/12/2013
Aya Hasot nay shabia .... kisb hiji abe metelal ni hizb ertitrea yinbur alwu
10/12/2013

Aya Hasot nay shabia .... kisb hiji abe metelal ni hizb ertitrea yinbur alwu

24/11/2013

Must see .... Mr. Dictatorship wish his future history with his donkeys

ዝተሰርሐ ዳስ መርዓ ከይተገብረሉ ከፍርሱ ህርድግ ዝብሉ ናይ ሓሶት ሓዋርያ!!እዋኑ እዋን ጽልግል ኮይኑ'ሎ፡ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ክወግሓሉ ንህግደፋውያንን ደቂ መዛሙርቶም መድረኻውያንን ከኣ መሬ...
24/11/2013

ዝተሰርሐ ዳስ መርዓ ከይተገብረሉ ከፍርሱ ህርድግ ዝብሉ ናይ ሓሶት ሓዋርያ!!

እዋኑ እዋን ጽልግል ኮይኑ'ሎ፡ ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ክወግሓሉ ንህግደፋውያንን ደቂ መዛሙርቶም መድረኻውያንን ከኣ መሬት ክትዓርቦም ኣብ ትቀራርበሉ ዘላ እዋን ኮን ዶኾን ኣይፍለጥን ብዝብል ተስፋ ንህዝቢ ኤርትራ ዳግማይ ከደናግሩ ይፍትኑ ኣለዉ፡ ፤ ህዝቢ ኤርትራ ን23 ዓመታት ደቁን ንብረቱን ጸኒቱ፡ መንእሰይ ወለዶ በቶም ዝኣመኖም ኣያታቱን ኣቦታቱን ተጠሊሙ፡ ሃገርና ብኤኮኖሞኢያውን ፖለቲካውን ማሕበራውን ለሚሳ፡ ከም ሃገር ጠጠው ክትብል ኣብ ዘይትኽእለሉ ደረጃ በጺሓ'ላ፡ ፤ ህዝብና ብዝሓለፉ ገዛእቲ ወሪድዎ ዘይፈልጥ ኣደራዕን ባርነትን ተዳሂኹ ሰብኣዊ መሰሉ ተመንጢሉ ብበረኻዊ ምሕደራ ተለንቂጡ መርሃዊ ይደሊ'ሎ፡ ፤

ነዚ ዘሎ ሕሰም ህዝብና መዝሚዞም ድሕሪ 23 ዓመታት ንሕና ህግደፍ ኣይኮናን ህዝባዊ ግንባር ኢና ብዝብል ሸፈጥ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ክብሉ ኣብ ኣሰና ጥዑም ድምጺ ዘለዋ ጋዤጠኛ ቆጺሮም ውጥም ቅልቅል ክብሉ ንርእዮም ኣለና፡ ፤ ድሕሪ 23 ዓመታት ባርነት ዳግማይ ካልእ ዝተጸገነ ባርነት ከተኣታትዉ ቆርበት ተዂላ ተኸዲኖም ነዛ መንእሰይ ወለዶ ስመር ኢሉ ዝተኸላ ዳስ ህዝቢ ከፍርሱ ህርድግ ይብሉ ኣለዉ፡ ፡ ሽሕ'ኳ ካበይ ከም ዝመጸ ዘይፍለጥ ዘይተኣደነ ገንዘብ ይርከቡ፡ ከምኡ'ውን ምስ መኖም መንግስታትን ምሰይኖት ሰበስልጣን ህግደፍ ይራኸቡ ጭቡጥ ሓቤረታ ኣይሃልወና፡ ኣካይድኦም ግን ሓደገኛን ንህዝቢ ኤርትራ ንመዋእል ኣብ ባርነት ዘእቱ እከይ ሜላ ከም ዝወጠኑ ክበርሃልና ኣለዎ፡ ፤መድረኽ ዕላምኦም ነዛ ፈርከሽከሽ ኢላ ዘላ ጉጅለ ህግደፍ ንምድሓን ምዃኖም ኣነጺርና ፈሊጥናዮም ኣለና፡ ፤መድረኽ ኣተሓሳስብኦምን ጠባዮምን ካብ ህግደፍ ፍልልይ የብሎምን፡ ፤መድረኽ ህግደፍ ኢዮም!!!

ስርዓት ኢሳያስ ኣብቂዑ'ዩ!! እቲ ሕቶ፡ መን ድልየት ህዝቢ ጓዕጺጹ ኣብ ስልጣን ይድይብ ወይ ከኣ መን ብልዕልና ሕጊ ተገዚኡ ህዝባዊ መንግስቲ ይተክል ኢዩ፡ ፤መድረኻውያን ብሓይሊ ገንዘብን ብምትሕብባር ናይ ምዕራብን ጎረባብትን ሃገራት ምስቶም ዘለዉ ገበን ዝፈጸሙ ሰበስልጣን፡ ዘውዲ ክካፈሉ ተኽእሎ ኣሎ፡ ፤በንጻሩ ከኣ መንእሰይ ወለዶ ኣብ ሓደ ሰሚሩ ነዞም ብገንዘብ ዝሰኸሩ መድረኻውያን መኪቱ እቲ እንኮ ኣማራጺ ዲሞክራሲያዊ ሓይሊ ኮይኑ ክዕወት ተኽእሎ ኣሎ፡ ፤ ነዚ ንምግባር ግን መንእሰይ ወለዶ ነዚ ተወጢኑ ዘሎ ዳግማይ በረኻዊ ምሕደራ እምቢ ብምባል ነዚ ሓደገኛ ኣካይዳ መድረኻውያን ምስ ዘፍሽሎ ጥራሕ ይኸውን፡ ፤ኣብ ምሉእ ዓለም ዘሎ መንእሰይ ብሓደ ድምጺ እምቢ ንዳግማይ ገድላዊ ምምሕዳር ክብል ክሳብ ዘይከኣለ መድረኻውያን ኣብ ሓጺር እዋን ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣስመራ ክንርእዮም ምዃና ክንጠራጠር የብልናን፡ ፤

መድረኻውያን መን'ዮም? መድረኻውያን መብዝሕትኦም ኣብ ጊዜ መግዛእቲ ህግደፍ ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ መንግስቲ ዘገልግሉ ዝነበሩ ነባራት ተጋደልትን ሓፋሽ ውድባት ህዝባዊ ግንባርን ዝነበሩ ኢዮም፡ ፡ ካብዚኣቶም ከም ኣብነት ንምጥቃስ ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ ኣቶ ዓብደላ አደም፡ ኣቶ ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ(ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ነበር፡ ዕሉል ኣውራጃዊ ምዃኑ ዝእመነሉ) ፡ ኣቶ ተስፋጊዮርጊስ(ወዲ ባዓታይ)፡ ኣቶ ሃይለ መንቆርዮስ ይርከብዎም፡ ፡ እዚአቶም ፍቕሪ ህዝባዊ ግንባር ዘይበለየሎም ኣብ ሕሉፍ ዝነብሩ ኤርትራውያን ኢዮም፡ ፤ መድረኽ ንሓባራዊ ዘተ ምስ እዚ ስመር ኢሉ ተበጊሱ ዘሎ መንእሰይ ከይተራኸቡ ብሬድዮ ንህዝቢ ኣስመራ ኣጽሚሞሞ ከም ዘለዉ ኣረጋጊጽና ኣለና፡ ፡ እቲ ዘሕዝን እዚ ዘመን እዚ፡ እዚ ዓውዲ'ዚ ዋንነት መንእሰይ ወለዶ ምዃኑ ዘይምርድኦም'ዩ፡ ፤

መንእሰይ ወለዶ ንጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጋህሲ ቀቢሩ ሽግ ሓርነት ክተክል ኣብ ዝቀራረበሉ ዘሎ እዋን መድረኻውያን ነዚ ናይ መንእሰይ ሓርነታዊ ዳስ ከፍርሱ ብማእለያ ዘይብሉ ገንዘብ ተሰኒዮም ድልየት ህዝቢ ክጉዕጽጹ ይቀራረቡ ኣለዉ፡ ፤ እቲ ሕቶ ግን ድልየት ህዝቢ ብሓይሊ ገንዘብ ክጭወ ይክኣል ድዩ? ብዘይ መንእሰይ ወለዶ ተሳታፍነት መድረኻውያን ክዕወቱ ይኽእሉ ድዮም? እንድሕሪ ኣብ ስልጣን ደይቦም'ከ ኣብ ሃገርና ንቡር ሰላም ክህሉ ድዩ? ህዝቢ ኤርትራ'ኸ ገድላዊ ምምሕዳር እሺ ኢሉ ክቕበሎ ድዩ? ዝብሉ ሕቶታት መድረኻውያን ክምልስዎ ዘለዎም ኢዩ፡ ፡

ኣብ መወዳእታ መንእሰይ ወለዶ ክፈልጦ ዘለዎ ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጥራሕ ከምዘይኮነ ክርድኣካ ኣለዎ፡ ፤ ብቤላ ቤለው ወረ ተታሊልካ ኢሳያስ ሞይቱ'ዶ ክመውት ቀሪቡ'ዶ፡ ስለዚ ኢሳያስ ጥራሕ ይኺድ እምበር ሕረስ ሓረስታይ ንገድ ነጋዳይ ተመሃር ተመሃራይ ክኸውን'ዩ ዝብል ሓሳብ እንተ'ለካ ኮይኑ የዋህ ኢኻ ማለት'ዩ፡ ፤ መሓውራት ኢሳያስን ኣተሓሳስብኡን ኣብ ምሉእ ዓለም ተዘርጉሑ ኣሎ፡ ፡ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ምሉእ ዓለም ኣላ፡ ፤ ጽባሕ ካልእ ኢሳያስ ክረግጸና ምዃኑ ክንርስዕ የብልናን፡ ፡ ስለዚ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጸላኢ ኢኡሳያስን ስርዓቱን ምዃኑ ኣሚና መሓውራት ህግደፍ አንኮላይ መሓውራት መድረኻውያን ቆራሪጽና ነባሪ ሰላም ክነምጽእ ክንቃለስ ኣሎና፡ ፡ ኣብዛ እንፈትዋ ሃገርና ብልዕልና ሕጊ ዝግዛእ መንግስቲ ክሳብ ዘይተኸልና ቃልስና ቀጻሊ ክኸውን'ዩ፡ ፤ ንኸይናዋሕ ግን ኩሉና ደለይቲ ፍትሒ አእጃምና ክነበርክት ታሪኽ ይሓተና'ሎ፡ ፡ ሕጂ'ውን ደጊመ ክብሎ ዝደሊ ስርዓት ህግደፍ ኣብቂዑ'ዩ፡ ኣብ ሓመድበኦም ክነርክብ ግን ሃየ ኢደይ ኢድካ ንበል፡ ፤ ስመርርርር ኣብ አስመራ ክንራኸብ!!!

ፍትሒ ይንገስ

21/11/2013
21/11/2013

Where is the Human Rights ....where is UN ... all the Habesha People are died .... in side his country and outside .....1st of all we must to ask to our self why the people go to abroad country ....why the govt of the habesha people to do something in their country? is the govt of ethiopia & eritrea really help to thier own people ? ......after died crying is nothing people ... we must to do to something ..................... kab gezzaka/adik wasika sebuk yelen.....arab ppl gwanot eiom nana ... be gezza ahwata nichikon and selam sina ina nisdada zelna ............ please nismar .... nitatik .....to down the dictator govt of the habesha's country ..... ni hizub zykwena govt is nothing .....

Address

Haifa

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Horn Africa Poltical View posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share