ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ Governmental organization

05/01/2026
Update!
11/12/2025

Update!

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እ/ስላስ ኣብ ከተማ ዓዲዳዕሮ ንመላእ ሰራሕተኛታቱ ገምጋማዊ ስልጠና ሂቡ። ነቲ መድረኽ ምክትል ከንቲባ ኣይተ ተፈሪ ሃይለመለኮት ምስ ስ/መካይዲ ቤት መዘጋጃ ኣይተ ተክ...
16/10/2025

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እ/ስላስ ኣብ ከተማ ዓዲዳዕሮ ንመላእ ሰራሕተኛታቱ ገምጋማዊ ስልጠና ሂቡ። ነቲ መድረኽ ምክትል ከንቲባ ኣይተ ተፈሪ ሃይለመለኮት ምስ ስ/መካይዲ ቤት መዘጋጃ ኣይተ ተክለወይኒ ቶማስ ብሓባር ብምኳን ዝመርሐዎ እንትኾውን ኣብ ዝሓለፈ 2017 ዓ/ም ዝነብሩ ድኽመታት ብዝርዝር ዝተገምገሙ ኮይኖም ዓበይቲ ዕማማት ናይዚ ዓመት ብምንፃር ተዛዚሙ።

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እ/ስላስ  ግብሪ ዓመት 2017/2018 ብዘመናዊ ቴክኖሎዲ ዝተሓገዘ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ::ሓምለ 1,2017 ዓ/ም
08/07/2025

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እ/ስላስ ግብሪ ዓመት 2017/2018 ብዘመናዊ ቴክኖሎዲ ዝተሓገዘ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ::

ሓምለ 1,2017 ዓ/ም

14/06/2025
11/06/2025
 /ስላሰ_ንሕበር_ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ጎስጓስ ልምዓት ከተማና ሎሚ ዕለት 16/07/17 ኣ,ግ ኣዳራሽ ሃፍቶም ምስ ማሕበረሰብ እታ ከተማ ካብ ዝሓለፈ ብዝቐፀለ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ::
25/03/2025

/ስላሰ_ንሕበር_ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ጎስጓስ ልምዓት ከተማና ሎሚ ዕለት 16/07/17 ኣ,ግ ኣዳራሽ ሃፍቶም ምስ ማሕበረሰብ እታ ከተማ ካብ ዝሓለፈ ብዝቐፀለ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ::

01/03/2025

Address

Shire Inda Silase

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Organization

Send a message to ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ:

Share