07/09/2026
ዜና ኣገልግሎት ፅገና ኣብ ሳሉቴ ሆስፒታል !🎉🔧🪛
ባዮሜዲካል ምህንድስናን ቴክኖሎጂን ብራና ሓ/ዝ/ው/ማ
ኣብ...
✔ Salute Hospital - ሆስፒታል ሳሉቴ ፡ መቀለ
Fully Automated ኬሚስትሪ ኣናላይዘር ማሽን ዝተብሃለ መሳርሒ ሕክምና ናይ
ናይ ፅገናን ሕድሳትን ግልጋሎት ኣካይዱ።
ሆስፒታል ሳሉቴ ምሳና ስለ ዝሰራሕም ነመስግን🙏!
ብራና ንጥዑይ መጻኢ!
ብራና ይኹን ምርጭኦም!
📞0913242219/0927212360
መቀለ፣ ትግራይ