ቤት ማዛጋጃ ከተማ አክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን

  • Home
  • Ethiopia
  • Axum
  • ቤት ማዛጋጃ ከተማ አክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን

ቤት ማዛጋጃ  ከተማ  አክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ከተማ ኣኽሱም ዝስሩሑ ህንፃታት ዲዛይኖም ብፅፈት ዝተሰረሑ ምኳኖም ብምርግጋፅ ስራሕ ፍቃድ ሂብካ ዕግበት ሰብ ዋና ምርግጋፅ እዩ።

10/01/2024

👉ዋጋ ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ AXLD54-2016 ቤ/ፅ ኣ/ም/ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተርን ከተማ ኣኽሱም
✅ዝለዓለ ዝተሳዓረ ናይ ሓደ ሜ.ካሬ ዋጋ 77,716.00 ብር
✅ዝነአሰ ዝተሳዓረ ናይ ሓደ ሜ.ካሬ ዋጋ 17,999.81 ብር
#ብፐርሰንት እንትግለፅ(እንትረአ):-
✅ካብ ብር 17,999.81-19,999 = 3.2%
✅ካብ ብር 20,000 - 49,999 = 89.2%
✅ካብ ብር 50,000 - 77,716 = 7.6%

09/01/2024
14/12/2023
ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ መሻጣ ገዛን ዝውውርን ዝጥምት መምርሒ ኣፅዲቑ አሎ ::
09/12/2023

ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ መሻጣ ገዛን ዝውውርን ዝጥምት መምርሒ ኣፅዲቑ አሎ ::

ቤት ፅሕፈት ምሕደራን ኣጠቃቅማን መሬትን ካዳስተርን ከተማ ኣኽሱም ንዝተፈላለዩ ግሌጋሎት ዝውዕሉ ቦታታት ንተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ 94 ቦታታት ንመንበሪ፣44 ቦታታት ሕውስዋስ፣22 ...
29/11/2023

ቤት ፅሕፈት ምሕደራን ኣጠቃቅማን መሬትን ካዳስተርን ከተማ ኣኽሱም ንዝተፈላለዩ ግሌጋሎት ዝውዕሉ ቦታታት ንተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ 94 ቦታታት ንመንበሪ፣44 ቦታታት ሕውስዋስ፣22 ቦታታት ንድርጅት ብድምር 160 ፕሎታት/ቦታታት/ ኣዳልዩ ይርከብ። ስለዚ ኣብ ተቀሚጡ ዘሎ ናይ ሰነድ መሸጢ ግዜ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣኽሱም ከ/ስ/ማዛጋጃቤታዊ እቶት ከተማ ኣኽሱም ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ትኽእሉ ኢኹም።
ንኹሉ ክባፃሕ share, like ኣይትረስዑ።

ካብ 07/02/2016ዓ/ም ክሳብ 09/02/2016ዓ/ም ሊዝ ክትኣስሩ ንሕብር ።
09/10/2023

ካብ 07/02/2016ዓ/ም ክሳብ 09/02/2016ዓ/ም ሊዝ ክትኣስሩ ንሕብር ።

Axum Municipality
24/07/2023

Axum Municipality

Address

Axum

Telephone

+251943670818

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ቤት ማዛጋጃ ከተማ አክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share