Ride4justice

Ride4justice Power to the People
Stand up for your Right ! Now change !

08/05/2025
Am 02.11.2024 ab 12 Uhr gibt es schon wieder ein tolles Event!Empowerment für Schwarze und afrodeutsche Kinder & Jugendl...
19/10/2024

Am 02.11.2024 ab 12 Uhr gibt es schon wieder ein tolles Event!
Empowerment für Schwarze und afrodeutsche Kinder & Jugendliche!
Kommt und verpasst nicht das umfangreiche Angebot:
- Workshops
- Diskussionsrunden
- Musik & Tanz
- Food & Drinks

Wie immer ein herzliches Come2gether!

Wir freuen uns auf euch!
Kommt mit euren Freunden!
Kommt mit der ganzen Familie!

Location: Saalbau Griesheim, Schwarzerlenweg 57, 65933 Frankfurt am Main
https://www.facebook.com/AfropeanFFM

https://www.instagram.com/afropeangermany/

.kids


ev ev

We are Live !
13/07/2024

We are Live !

Kreative Impulse und Austausch zu Themen wie Flucht und FluchtursachenSa, 13. Juli.2024, 14-18 Uhr, Haus am Dom, Eintritt freiFür Yirgalem Fisseha Mebrahtu, ...

ከመይ ገይርና ነብስና ካብ ዉጥረት ንከላኸል ሰላም ከመይ ትኾኑ ክቡራት ሰዓብትን ደገፍትን መደባት ኡቡንቱ ሃዉስ (Ubuntu Haus) ። ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ እናብልና፣ ከም ናይ ወ...
18/02/2023

ከመይ ገይርና ነብስና ካብ ዉጥረት ንከላኸል
ሰላም ከመይ ትኾኑ ክቡራት ሰዓብትን ደገፍትን መደባት ኡቡንቱ ሃዉስ (Ubuntu Haus) ። ኣብ ዘለኹሞ ሰላምኩም ይብዛሕ እናብልና፣ ከም ናይ ወትሩ ጻዕርን ሃቐናን ንዕብየት ሕብረተሰብና ዝኸዉን መደባት ኣብ ምድላዉ ንርከብ ኣለና።ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ምስ ክኢላ ስነ-ልቦና ዝኾነ ሓዉና ኣቶ ሓጎስ ገብረሚካኤል ካብ ሃገረ ነርወይ ዕላል ክህልወና እዩ። ኣብዚ መደብ ብምስታፍ ክትከታተሉና እናሓበርና፡ ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም እዉን ብቐጥታ ኣብቲ መደብ ተሳቲፍኩም ክትረኽቡና ከምእትኽእሉን ንኣቶ ሓጎስ ድማ ሕቶታትኩም ከተቕርብሉ ከም እትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ኣብዚ ዛዕባ ክለዓሉ ዝኽእሉ ፡
ደቂ ሰባት ዝሓለፍናዮ ናይ ህይወት ጎደና ተመሊሱ ይሃድነና እዚ ኣብ ሕሉፍ ዘጋጠመ ሽግራት፡ደሓን ኮይነ ኣብ እንብለሉ እዋን ስለምንታይ እዩ ናብወጥሪ ወይ ጭንቀት ዝምዕብል፧
ሓደ ሰብ ብርግጽ ከለልዮም ዝኽእል መበገሲታት ወጥሪ ወይ ጭንቀት እንታይ ክኾኑ ይኽእሉ፧ ማለት ኣብ ሕሉፍ ካብ ዘጋጠምዎ ነገራት ከመይ ክንገልጾም ንኽእል፧
ብሓደ ዓይነት ናይ ሕሰም ኩነታት ዝሓለፉ ሰባት ስለምንታይ እዮም ዝተፈላለየ ግብረ መልሲ ዘርእዩ፧
ወጥሪ ወይ ጭንቀት ብኸመይ ይጅምር፧ ወጥሪ ወይ ጭንቀት ኣብ ከመይ ዝበሉ ሰባት እዩ ኸ ክርአ ዝኽእል፧
ምስ ገዝእ ነብስና ኣብ እንበኣሰሉ ግዜ ደረጃ ወጥርና ወይ ጭንቀትና ከመይ ኣሎ ማለት እዩ፧
ኣብ ርእሰ ምትሓት ዘይተድልዩ ወልፍታት ምጥራይ ብኡ ኣቢሎም ድማ ናብ ምትህርራምን ቅትለትን ዝምዕብሉ ባህርያት ስልምንታይ የጋጥሙ፧
ጸቕጢ፡ ሃስያ፡ በሰላ፡ ስነእእምሮኣዊ ሕማማት ኣብ ነፍሰ ቅትለት ጽልዋኦም ከመይ እዩ፧ መፍትሕን መከላኸልን ኸ እንታይ?
ብቐንዱ እዞም ኣብ ላዕሊ ዘለዉ ባህርያት ኣብ ሕብረትሰብና ጥራይ ዘጋጥሙ ዘልዉ ተርእዮታት ድዮም ወይስ ብዓለም ደረጃ ንቡር ነገር እዩ፧
እዞም ኣብ መንገዲ ወጥሪ ወይ ጭንቀት ዝወስዱ መንገድታት ክጅምሩ እንከልዉ ሰብ ክርድኦ ይኽእል ዶ፧
ነዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ናይ ወጥሪ ወይ ጭንቀት ነገራት ሕክምናዊ ሓገዛት ኣለዎ ዶ፧
ካብ ናይ ሰብ ሞያ ጥዕና ወጻኢ ማሕበራት ወይ ተሓጋገዝቲ ትካላት ኣለዉ ዶ፧
ካብ ጭንቀት ናብ ወልፊ እናተገላበጡ ናብ ዝበኣሰ ንዝኸዱ ሰባት ብኸመይ ክንሕግዞም ንኽእል፧
ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩነታት ንዝወደቑ ክፋላት ሕብረተሰብና፡ ካብ ማሕበረ ኮማት ክቐረበሎም ዘለዎ ኣገልግሎታት ወይ ሓገዝ ኣሎ ዶ፧ ብዙሕ ግዜ ኣብ ወጥሪ ንዘሎ ሰብ ካብኡ ዝሃድም እምበር ዝሕግዝ ብዙሕ ኣርአን እዩ፧ ንኹሉን ኣብ ኩሉን ከጋጥም ከም ዝኽእል ሓሲበን ማሕበራዊ ትካላት ሕብረተሰብና እንታይ ክቕርባ ይኽላን ይግባእን፧
ድኻም ኣብ ቋንቋ፡ ማለት ብቐሊሉ ክረዳድእሉ ኣብ ዘይክእሉ ዓዲ ንዘለዉ ሰባት ን ደረጃ ወጥሪ ናቶም ብኸመይ ክጸልዎ ይኽእል፧
እዝን ካልእን ሕቶታት ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምሳና ብምሕባር ኣብ ከባቢኹም ካብ ዝረኣዩ ነገራት ኣካፉሉና። ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም እዉን ብዘይስክፍታ ክትቅርብልና ትኽእሉ ኢኹም።
ኣብዚ ብመንገዲ ዙም ዝካየድ መድብ ብምሕባር ንነብስና ተማሂርና ንኸባቢና ክኽዉን ዝኽእል ዓቕሚ ከነጥሪ ንኽእል ኢና እሞ ተኻፈልቲ ንኹን።

ዕለት 26. 02. 2023
ሰዓት 18፡00
ካብ ኡቡንቱ ሃዉስ (Ubuntu Haus)

07/01/2023

Adresse

Hinter Der Schoenen Aussicht 11
Frankfurt
60311

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Ride4justice erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Teilen