SI ሲ

SI ሲ Kontaktinformationen, Karte und Wegbeschreibungen, Kontaktformulare, Öffnungszeiten, Dienstleistungen, Bewertungen, Fotos, Videos und Ankündigungen von SI ሲ, Malters.

22/02/2017

Christianity is under attack in Muslim nations in ways not seen for centuries. It is nothing short of a genocide as Islamic groups such as ISIS with complicit governments allow these people to comm…

17/02/2017

Leaders in the United Arab Emirates aim to build a human settlement on Mars by 2117, a research project the government promises will bring benefits to generations of people.

06/01/2017
01/12/2016

ምስጢር ሰብ!

ንኹሉ ሰብ እሙንን ቑኑዕን ጌርካ እንተ ወሲድካዮ፣እቶም ዘይ ቑኑዓትን ዘይ እሙናትን ኣብ ሂወትካ ዕንቕፋት ጥራሕ ዘይ ኮነ፡ ኩሉ ግዜ ክትርስዖ ዘጸግመካ ማህሰይቲ ከውርዱልካ ኢዮም።
በቲ ኻልእ ወገን ውን፡"ንኹሉ ሰብ ዘይ ቑኑዑን፡ዘይ እሙንን ጌርካ እንተ ወሲድካዮ፣ነቲ ንዓኻ ኢሉ ዝተፈጥረ ሰብ ወይ ነቲ ምስ ሰብ ኣብ ትነብረሉ ጥራሕ ዝመልእ ዒላኻ ጥርሑ ክነብር ክትፈርዶ ኢኻ።

ስለ'ዚ ምስጢር ሰብ ክንርድኦ ከድልዬና 'ዩ።
ዝበዝሐ ግዜ ንሰብ ክንግምቶ እምበር ርግጸኛታት ኾይና ክንፈልጦ ኣይንኽእል ኢና። ማለት ወላ እሙን ንበሎ፡ዘይ እሙን በሎ።" እዚ ኹሉ ብግምት'ዩ። ስለ'ዚ እምብኣር ሓያላት ገመቲ ክንከውን'ዩ ዝግባኣና።

"ንኣብነት ክሕጉዙና፡ ንፍርያት ጀርዲን ከም ትንፋስ ዘለዎም ሰባት ጌርና ንርኣዮም። ብድሕሪኡ ኣብ ሞንጎ እቶም ፉሩታትን ወይ ኣሕምልቲን ዘሎ ፍልልያት ንርኣ፡" እቶም ገሊኦም ኣብሲልካ ክትበልዖም ጥዑማት ክኾኑ ይኽእሉ፣እቶም ገሊኦም ከይ በሰሉ ክትበልዕም ጡዑማት ክኾኑ ይኽእሉ፣ ገሊኦም ውን ይብሰሉ ኣይብሰሉ ዘየገድሱና ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም።ብሓፈሻ ግን ኣብ ማእከሎም ቡዙሓት ዝብሉዑ ከም ዘለዉ ፈሊጥና ኣለና። ስለ'ዚ እምብኣር ስራሕና ምስትውዓል ጥራይ 'ዩ ክኸውን ዘለዎ።

ደበሳይ(ቅፋል-ሃ 1-12-2016

01/12/2016

ደው ኣይትበል . . . . . . ጉዕዞኻ ቀጽል!

ስጉምቲ ውሰድ። ሓደ ሓደ ግዜ ክትዕወት ኢኻ፡ ካልእ ግዜ ከኣ ክትመሃረሉ ኢኻ። ደው ግን ኣይትበል፡፡

መጽሓፍ ክትጽሕፍ እንተዘይክኢልካ፡ ሓንቲ ምዕራፍ ጸሓፍ። ሓንቲ ምዕራፍ ክትጽሕፍ እንተ ዘይክኢልካ፡ ሓንቲ ዓንቀጽ ጽሓፍ። ሓንቲ ዓንቀጽ እንተ ዘይጽሒፍካ፡ ሓንቲ ምሉእ ሓሳባት ጽሓፍ። ሓንቲ ምሉእ ሓሳባት እንተ ዘይጽሒፍካ፡ ሓንቲ ቃል ጽሓፍ። ኩሉ ዓቢ ነገር . . . . ብንእሽተይ ነገር እዩ ዝብገስ

ካብ ሰንቲሜተር፡ ሰንቲሜተር ኩሉ ነገር ቀሊል ይኸውን፡ ዓቢ ነገር'ውን ካብዚ እዩ ዝብገስ።

ኣብ ህይወትካ ዓበይቲ ነገራት ብሓደ መዓልቲ ዝመጹ ኣይኮኑን፡ ኣብ ነፍስ ወከፍ መዓልቲ ዝተኣከበ ውጽኢት እዩ።

ዓበይቲ ዓወታት፡ ድምር ውጽኢት ናይ ንኣሽቱ ዓወታት እዮም፡፡ ሓንቲ ስጉምቲ ሕጂ እንተ ድኣ ጀሚርካያ፡ ሓደ መዓልቲ ንኹሉ ሕልምታትካ ክትበጽሖ ኢኻ፡፡ ብቁኑዕ መስመር ጥራይ ስጉምትኻ ጀምር፡ መንገድኻ ቀጽል. . . . . . ፡፡

Dawit Werkie
01/12/16

ክንደይ ሰብ ንርኢ ኣሎና ?
10/10/2016

ክንደይ ሰብ ንርኢ ኣሎና ?

Adresse

Malters
07541853

Webseite

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von SI ሲ erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Teilen