ባይቶና

ባይቶና Love page if u like it follow the page

22/04/2026
United States 🇺🇸  The blessing country ever
05/04/2026

United States 🇺🇸
The blessing country ever

ክትኮነ ወይ ዉን ትሓልሞ ክሰምረልካ ከሎ
13/02/2026

ክትኮነ ወይ ዉን ትሓልሞ ክሰምረልካ ከሎ

ትግራዋይ ሃገሩ ትግራይ ጥራይ ኢያ።ትግራይ ከይንብረላ ከኣ ደብርጭ ኩርሲ ፍትዩ።
10/12/2025

ትግራዋይ ሃገሩ ትግራይ ጥራይ ኢያ።ትግራይ ከይንብረላ ከኣ ደብርጭ ኩርሲ ፍትዩ።

18/11/2025

ኣነ ወዲ ትኩል ሞይቱ ሞ ይበኪ ጥራይ ዘይኮነ 3 መዓልቲ ክሓዝን ኢየ።
ምኽንያቱ #ወዲ ትኹል ካብቶም ቀዳሞት ንለውጢ ኢሉ ሰለማዊ ሰልፊ ጌሩ ዝተኣስረ ሞ ወላ ሓደ ሰብ ክጣበቀሉን ክዛረበሉን ስለ ዘይረኣየ ከም ሰቡ ሂወትን ደቁን ስለዝለዎ ድማ ከም ሰበይ ርእየ ከምዘይረኣኩ ኢሉ ክንብር ዝተገደደ ኢዩ።ንስካ ኣብ ኣመሪካ ኮንካ ን ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ዘሎ ዘይተቃወመ ክትብል መሰል የብልካ።ደንቅሮን ፋራን ልዕሊ ዓቅምና ትኮኑ ኣለኹም።

ትግርኛ ብዓቢኡ ዓሪፉ   በሃር ዝትኩኡካ ከይወልዱ ዝቱኩኡካ ኩናት ኣዉጆም ኣጥፊኦሞም ያነን ሻዕብያን
12/11/2025

ትግርኛ ብዓቢኡ ዓሪፉ

በሃር ዝትኩኡካ ከይወልዱ ዝቱኩኡካ ኩናት ኣዉጆም ኣጥፊኦሞም ያነን ሻዕብያን

04/11/2025

እዋእ ኣታ እዛ ሃገር እንበር ዶ ክሓልፈላ ኢዩ።
እዚ ሓዉናስ ዶክተር ኮይኑ ከመቲ ናቱ ጸገም ንከየጋጥም ከጥፎኦ ከይጽዕር ሲ ከም ፍሊፖስ ኮይነ ሰብ ከሳቂ ክምነ ክትርእስ መርገም ኢዩ።

31/10/2025

ኣየ ምግበይ በቃ ሓለፍቲ ሕዉሓት ነዚ መንእሰይ ነዚኣ ፈዲኩሞ።ክመሃር ዝግቦኦ ዓዊሩ ፡ክሓርስ ዝግቡኦ ሰንኪሉ፡ ክዝምእድ ዝግቡኦ ሂወቱ ሲኡኑስ በቃ ህዝቢ ትግራይ ናይ ብሓቂ ጸዋር ኢዩ ።

Address

Norwood

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ባይቶና posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Organisation

Send a message to ባይቶና:

Share