እንዳ 26 ስሑል TDF

እንዳ 26 ስሑል TDF : ንህዝባዊ ዕላምኡ ብጥቕሚ ዘይቕይር፣ ከም ወርቂ ተፈቲኑ ዘብዒ ትግራዋይ መንነቱ ዘመስከረ፤ ንፈላፍል ማሕለኻታት፣ ፈተናታትን ሽርሕታትን ፀላእቱ ጋሊሁ ኣብ ህዝባዊ ዕላምኡ እናገወደ ዝሓድር ኣልማዛዊ ወሎዶ እዩ‼️

09/07/2026

ዝቐፀለ……

_--------------------------------------------------
ህዝብና ኣንፀላሊው ዘሎ ናይ ህልውና ሓደጋን ሉኣላዊ ግዝኣት መሬት ትግራይ ንምውሓስን ካብቲ ዝነበርናዮ ብዝሓየለ መልክዑ ጠንኪርና ንርከብ።ህዝብና ንዝህበና ተልእኾ ብዓወት ንክንዛዝም ከኣ ድልዋት ኢና።

ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና!

ትግራይ ትስዕር!

ካብ ብርኪ ሓፂን እምነ ዓረ ሰራዊት ትግራይ TDF💪
Dåŋí Måñ
እንዳ 26 ስሑል TDF

08/07/2026


----------------
ግዝኣት መሬትና ንምርግጋፅ፣ ተመዛበልትና ንምምላስ ፅኑዕ መትከል ተሓንጊጥና ክንቃለስ ኢና።

እንዳ 26 ስሑል TDF

‎  ኣብ ክላስተር መቐለ ንዝርከቡ 149 ተፈናቐልቲ ወገናት 745 ሽሕ ብር ሓገዝ ኣበርኪታ‼️‎-------------‎ኣርሚ 26፣ ሎሚ 30 ሰነ 2018 ዓ/ም ኣብ ሰለስተ ማእኸላት መዕቆቢ ተ...
07/07/2026

‎ ኣብ ክላስተር መቐለ ንዝርከቡ 149 ተፈናቐልቲ ወገናት 745 ሽሕ ብር ሓገዝ ኣበርኪታ‼️
‎-------------
‎ኣርሚ 26፣ ሎሚ 30 ሰነ 2018 ዓ/ም ኣብ ሰለስተ ማእኸላት መዕቆቢ ተመዛበልቲ ክላስተር መቐለ ንዝርከቡ 149 ተመዛበልቲ ወገናት ዑደት ድሕሪ ምክያዳ ሓገዝ ገንዘብ ኣበርኪታ።

‎ኣብቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ሓገዝ ዝተረኸበ ሓለፊ ሎጅስቲክ ኣርሚ 26 ተጋዳላይ ገብረስላሰ ወልዱ (ወዲ ምፅላል)፣ ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ዝኾኑ ኣባላት ኣርሚ 26 ኣብ ጎኒ ህዝቡ ምህላው ንምግላፅ ካብታ ዝርከቡ ኣዋፂኡ ሓገዝ ከም ዝለኣኸ ተዛሪቡ። ከምሰራዊት ፀበባ ተፈናቓሊ ተቐንጢጡ ተመዛባሊ ናብ መረበቱ ክምለስን ግዝኣታዊ ሓድነት ክረጋገፅን ልኡኹትኡ ከምዝፍፅም እውን ኣረጋጊፁ።

‎ካብ ሕድሕድ ኣባል ኣርምና ኣርሚ 26 (ስሑል) ካብታ ዝበልዓ 282(ክልተ ሚኢትን ሰማንያን ክልተን) ብር ብምዉፃእ ዝገደደ ማሕበራዊ ፀገም ዘለዎም ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ሰለስተ ማእኸላት መፅለሊ ን149 ተመዛበልቲ ንነፍሲ ወከፍ ተመዛበልቲ ሓሙሽተ ሽሕ ብር ብምክፋል 745 ሽሕ ብር ሓገዝ ተኸፋፊሉ።

‎ሓገዝ ዝረኸቡ ተፈናቐልቲ ብግዲኦም፣ ሰራዊት ትግራይ ረኺቡ ዘይኮነስ፣ ዝረግፆን ዝኽደኖን ስኢኑ እናሃለወ ካብታ ቁጣሮ ቀለቡ ብምሃቡ ኣመስጊኖም። እቲ ሓገዝ ካብ ዘለዎም ከቢድ ፀገም ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝከኣሎ ኩሉ ከምዝገብር መርአያ ሓገዝ ምዃኑ እውን ገሊፆም።

‎©ወይን
‎እንዳ 26 ስሑል TDF

07/07/2026


-----------------------------------------------------
“ሕጂ እውን ኣብ ልኣላውነት፣ ህልውናን ረብሓን ህዝቢ ትግራይ ኣይንደራደርን”

እንዳ 26 ስሑል TDF

07/07/2026


------------------------
ክብሪ ነቲ መወዳድርቲ ኣልቦ ጅግና TDF‼️

እንዳ 26 ስሑል TDF

07/07/2026


---—----------------------------------------------
"መሬት ዓዲ ኣቡኡ ኣሀጊሩ ክድቅስ ዝሓስብ ትግራዋይ እንተሃልዩ ብደዉ ዝሞተ ጥራሕ እዩ። ድልውነት TDF ልኣላዊ መሬትና ንምርግጋፅ ተመዛበልቲ ንምምላስ እዩ። "

እንዳ 26 ስሑል TDF

06/07/2026


------—-----------------------------
ብስሙር ሓድነት ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ክራጋገፅ እዩ‼️
-------------------------------------
ባንዳታት ተጋሩ ምስ ዓዲ ኣቦኻ መንጢሉ ወለድኻ ምንባር ዝኸልእ ተዓሲብካ ህዝብኻ ክጭፍጨፍ ምምናይን ምጉስጓስን " ፍፁም ከዳዕነት" እዩ። እንተ እቲ ፁርይ ፣ፍትሓውን ሓቀኛን ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ግን ልእላዊ ግዝኣት ትግራይ ብምኽባር ክኽንበት እዩ።

ትግራይ ሰብ ኣለዋ!
ትግራይ ትስዕር!

እንዳ 26 ስሑል TDF

1ይ ዙር ስልጠና   #ብዓወት ተዛዚሙ‼️‎****************‎ብብርኪ ኮር ኣብ ዙርያ ወታሃደራዊ ሳይንስን ጥበብን ማእኸል ገይሩ ካብ መሪሕነት ሓይሊ ንላዕሊ ክዋሃብ ዝፀንሐ 1ይ ዙር ና...
06/07/2026

1ይ ዙር ስልጠና #ብዓወት ተዛዚሙ‼️
‎****************
‎ብብርኪ ኮር ኣብ ዙርያ ወታሃደራዊ ሳይንስን ጥበብን ማእኸል ገይሩ ካብ መሪሕነት ሓይሊ ንላዕሊ ክዋሃብ ዝፀንሐ 1ይ ዙር ናይ ኣመራርሓ ስልጠና ትማሊ 28 ሰነ 2018 ተዛዚሙ ኣሎ።
ኣብቲ መዛዘሚ ተሃድሶ ድማ ኮር_261 በዝሰረሐቶ ቅያን ጅግንነትን #ሓፂን ዝብል ሰያማ ተዋሂብዋ ኣሎ።
እንዳ 26 ስሑል TDF

@

Address

TDF
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when እንዳ 26 ስሑል TDF posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share