Tigray Youth Diplomatic Union -TYDU

Tigray Youth Diplomatic Union -TYDU ትግራይ ዓዲ ሕግን ስርዓትን፣ ዓዲ ፍትሕን ርትዕን፣ ዓዲ ፍቕሪ፣ ሰላምን ስኒትን እምበር ዓዲ ጭቃን ዓቀይታይን፣ ዓዲ ቁሸታውያንን ዓሌታውያንን ዓዲ በላዕን ተመልካትን ኮይና ከይትቕፅል ይኹን ቃልስና።

Africa doesn’t have a shortage of intelligent youth.It has a shortage of opportunity, trust, and space to lead.Every day...
03/04/2026

Africa doesn’t have a shortage of intelligent youth.

It has a shortage of opportunity, trust, and space to lead.

Every day, young people are told:
“Wait your turn.”
“Respect the system.”
“Follow the elders.”

But what if the system itself is outdated?

What if the future is being delayed by fear of change?

We are not the leaders of tomorrow.
We are the leaders being ignored today.

If given the chance, this generation will not just lead —
it will transform.

TDF ህገ መንግስታዊ ነው ኣይደለም ብለህ የምትገመግምበት ኣንዳች ብቁ ምክንያት የለህም።TDF ኣንዱን ለመውረር፣ ለማጥቃት ኣልያም ላለመገዛት/ለእምቢተኝነት የተቋቋመ ሰራዊት ኣይደለም።TDF ...
28/03/2026

TDF ህገ መንግስታዊ ነው ኣይደለም ብለህ የምትገመግምበት ኣንዳች ብቁ ምክንያት የለህም።
TDF ኣንዱን ለመውረር፣ ለማጥቃት ኣልያም ላለመገዛት/ለእምቢተኝነት የተቋቋመ ሰራዊት ኣይደለም።
TDF ጀኖሳይድ የወለደው ሰራዊት ነው። TDF የህዝቡን ተፈጥሮኣዊ የመኖር መብቱ ከጀኖሳይደሮች ለመታደግ የተፈጠረ ከፓለቲካም ከህገ መንግስቱም በላይ ሊታይ የሚገባ ጀኖሳይድ ተከላካይ ኃይል ነው። TDF ከውስጥም ከውጭም በፓለቲካ ቋንቋ ልትመዘብረው ወይም ልትመነዝረው የሚገባ ሃይል ኣይደለም። ኣንተ የፓለቲካ ወግህን ኣውራ። TDFን ግን ኣትመዘብረው። TDF ከፓለቲካ በላይ ተፈጥሮኣዊ ነው።

TDF should be understood from a survival perspective — not merely a political or constitutional one.

TDF did not emerge to invade, attack, or seize power. It arose in response to an existential threat — a force born out of the need to defend the people of Tigray facing .

TDF represents:
• A defense of the fundamental right to existence
• A community survival force
• A genocide-prevention mechanism
• A natural response to an extraordinary/extraconstitutional threat

Its legitimacy, therefore, is grounded not primarily in politics or constitutional debates, but in the universal right to self-defense and survival.

TDF transcends politics. It is not a political instrument, but a survival-driven defensive force.

You can debate your own politics.
But you can not fram TDF from your political perspective. TDF is about existence. TDF is nstural, but not political instrument.

24/03/2026

Thank you

Tigray is encircled by both external and internal crises. Externally, hostile forces seek not only to weaken it but also...
24/03/2026

Tigray is encircled by both external and internal crises. Externally, hostile forces seek not only to weaken it but also to bring it under their control. Internally, its own leaders risk compounding the problem by diverting attention from the real needs of the people.

Tigray is like an egg—pressed from the outside and cracking from within.

So, the solution is neither from Addis Ababa nor from Assmera, it is from its internal healthy unity.

መሕዘኒ
24/02/2026

መሕዘኒ

ልቢ ዝሰብር መሪር ዜና፡ ሳምራዊትን ሰለማዊትን 😥

ኣብ ክልል ሲዳማ ወረዳ ዓለታ ጩኮ ተወሊደን ዝዓበያ፣ ንወለደንና ንኸባቢአን ብሩህ ተስፋ ዝነበራ መናቱ ኣሓት ሰላማዊት ጥላሁንን ሳምራዊት ጥላሁንን፣ ብዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ሓደጋ መኪና ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ፍልልይ ህይወተን ከምዝሓለፈ ተሰሚዑ።😥

እዘን ትጉሃት መንእሰያት ዝሓሸ ህይወት ንምድላይን ንወለደን ኹርዓት ንምዃንን ናብ ኢጣልያ ንምጉዓዝ ኣብ ምድላው ዝነበራ ኮይነን፣ ናይ ጉዕዞአን ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ኣብ ዝበጽሓሉ እዋን እዩ እዚ ሃንደበታዊ ሓደጋ ሕልመን ቀጥፊዎ።

ነፍሲ ክልቲአን ቅኑዓት ኣሓት ብሰላም ትዕረፍ😓።
ፈጣሪ ንወለድን ፈተውትን ፅንዓት ይሃብ!🙏

24/02/2026

ህፁፅ መግለፂ ስቪል ማሕበረሰብ ወልቃይት
➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖

ንሕና ስቪል ማሕበረሰብ ወልቃይት ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን ብቤት ምኽሪ ፌደረሽን ዝተኣዘዘን ብብሄራዊ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ኮይኑ ዘሎን ኣብ ምዕራብ ትግራይን ካልኦት ቦታትን መሰረት ተጌሩ ዝተዋህበ ውሳነ ብኣፅንዖት ንቃወም።

ካብ መጀመሪኡ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፣ ናይ መረፃ ናቑጣ ዘካለለሉ መንገዲ ሕገ-መንግሰታዊ እናሃለወ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ብዘይኣግባብ ጣልቃ ኣትዩ ምእዛዙ፣ ነቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ጭቡጥን ኣሰቃቒን ኩነታት ህዝብና ብፍፁም ዘየገናዘበ፣ ኣብ ልዕሊ ቁስልና ጨው ዝነሰነሰን ዘይፍትሓዊን ዘይሕጋዊን ውሳነ እዩ።

ህዝብና ኣብዚ ቤት ምኽሪ እዚ ዝኾነ ውክልና ዘይብሉ እናሃለወ ዝተወሰነ ምዃኑ ድማ ትርጉም ኣልቦ ይገብሮ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን፣ በዓል ዋና ናይቲ ዓዲ ዝኾነ ህዝቢ ካብ ዓዱ ተፈናቒሉ ኣብ መረበቱ ኣብ ዘየለሉ ስዓት፣ ገሊኡ ክፋል ህዝብና ኣብ ትሕቲ ዘይሕጋዊ ምምሕዳር ይሳቐ ኣብ ዘለሉ እዋን፣ ኣሽሓት ህዝብና ድማ ኣብ ፍቖዶ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ዝተበተነሉ እዋን ነዚ ህዝቢ ንስቓዩ ኣብ ክንዲ ፍታሕ ምሃብን ጎንፂ ጠጠው ንምባል መተዓረቓይ ፖለቲከዊ ውሳነ ኣብ ክንዲ ምውሳንን መጠን ምትፍናን ዘዕቢ ሓደገኛ ውሳነ ምውሳኑ ንኹንን።

ህዝብና መረበቱን ንብረቱን ራሕሪሑ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ካብ ሃገር ወፃኢን ተበቲኑ "እዚ እየ ዝደሊ እዚ ግበሩለይ" ንምባል ኣብ ዘይኽእለሉ ስዓት እዚ ውሳነ ምውሳኑ፣ ነቲ ብሓይሊ ዝተፈፀመ ምምዝባልን ምብታንን ህዝቢ ሕጋዊ ሽፋን ንምሃብ ዝግበር ፃዕሪ ጌርና ድማ ንወስዶ።

በዚ መሰረት ስቪል ማሕበረሰብ ወልቃይት እዚ ውሳነ ብቕልጡፍ ጠጠው ክብልን ፅሑፋዊ መአረምታ ክግበረሉን ብፅኑዕ ይፅውዕ።

24/02/2026

እዋናዊ መግለፂ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ

ከምዝፍለጥ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ኹናት ፅንታ ደው ንምባል ዓለምለኻዊ ኣሸማገልትን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ፕሪቶርያ ውዕሊ ምቁራፅ ተፃብኦ ተኸቲሙ እዩ።

ኣብቲ ውዕሊ ካብ ዝተኻተቱ ኣገደስቲ ዓንዲታት ድማ ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉዓላውነትን ትግራይ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ኢትዮጱያ ናብ ቅድሚ ጥቅምቲ 2013 ዓ ም ክምለስ ብፅኑዕ ዝጠልብ እዩ።

ይኹን እምበር ውዕሊ ምቁራፅ ተፃብኦ ፕሪቶርያ ካብ ዝኽተም ልዕሊ ሰለስተ ዓመት እኳ እንተቑፀረ ዛጊድ ግብራዊ ክኸውን ኣይከኣለን።

እዃ ደኣስ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ኢትዮጱያ ሉዓላዊ ግዝኣታት ትግራይ ዝኾኑ ከባቢታት "መዋጠጥቲ" ዝብሉን ካልኦት ኣሽማት እናተውሃቦም ኣብ ትሕቲ ግበታ ዘይስሩዕ ምሕደራ ኮይኖም ይቕፅሉ ኣለው።

ናይዚ መቐፀልታ ድማ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጱያ ካብ ቤት ምኽሪ ፌደረሽን ኢትዮጱያ ብ ጥሪ 25/2018 ዓም ብቑፅሪ ፌደም/አፌ//5/13138 ተፃሒፉለይ ብዝበሎ ደብዳቤ መሰረትን "መዋጠጥቲ" ክብል ኣብ ዝገለፀን ዞባታት ምዕራብ፣ገለ ክፍል ሰሜን ምዕራብን ደቡብን ትግራይ ሻብዓይ ሃገራዊ መረፃ ከምዝገብር ብዕሊ ኣፍሊጡ ኣሎ።

ኣብቲ ትግራይ ፈፂማ ብዘይተወከለትሎም ሃገራዊ መረፃ ቦርድን ቤት ምኽሪ ፌደረሽንን ኢትዮጱያ ዕላዊ ኮይኑ ዘሎ ደብዳቤ "ፍሎጡለይ" ኣብ ግብሪ ዝርከብ ሕገ መንግስቲ ኢትዮጱያ ኣፍልጦ ዝሃቦ ወሰን ትግራይ " መዋጠጥቲ" ብዝብል ከፋፋሊ ስያመ ናብ ዘይዛሪ ጎነፅ ዝዕድም ጥራሕ እንተይኮነስ ከምፅኑዕ ዓንዲ ኮይኑ ጠጠው ክብሉ ንዝገበሮም ሕገ መንግስቲ ዘፍርስ እውን እዩ።

ስለዝኾነ ድማ ከምዚ ዓይነት ኣዕናውን ኣብ መንጎ ህዝቢታት ቐፃሊ ፅልእን ቅርሕንትን ዝፈጥርን መግለፂ፣ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ብፅኑዕ ይኹንኖ።

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ

ለካቲት 16/2018 ዓ ም

መቐለ ፣ትግራይ

Official Statement of the Tigray Youth Diplomatic Union (TYDU)Rejecting the Recent Decision of the National Election Boa...
24/02/2026

Official Statement of the Tigray Youth Diplomatic Union (TYDU)

Rejecting the Recent Decision of the National Election Board of Ethiopia

The Tigray Youth Diplomatic Union (TYDU) hereby formally rejects and strongly condemns the recent decision issued by the National Election Board of Ethiopia (NEBE).

This decision is not a neutral administrative measure. It is a deeply political action taken at a fragile time when the people of Tigray are struggling to recover from war, displacement, economic destruction, and unresolved territorial occupation. Rather than contributing to normalization and democratic transition, this move risks undermining trust and reversing the limited progress achieved through the Pretoria Peace Agreement.

TYDU views this decision as:

1. A step that contradicts the spirit of reconciliation and inclusive political dialogue.

2. A measure that raises serious concerns regarding equal constitutional treatment.

3. An action that may deepen instability instead of promoting democratic recovery.

At this critical historical moment, Ethiopia needs confidence-building measures — not actions that may marginalize a war-affected population or weaken regional political representation.

TYDU therefore:

1. Calls for immediate reconsideration of the decision.

2. Urges the federal government to demonstrate genuine commitment to peaceful political resolution.

3. Calls upon international partners and guarantors of the Pretoria Agreement to closely monitor developments and encourage constitutional consistency.

4. Calls and encourages all Tigrayan political and civic actors to respond with unity, discipline, and peaceful advocacy.

The youth of Tigray remain committed to peaceful political engagement, democratic reform, and constitutional justice. However, peace must be mutual, and justice must be applied equally.

Tigray deserves lawful treatment, political dignity, and sustainable peace within the federation.

Tigray Youth Diplomatic Union (TYDU)
23 Feb, 2026

ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ  (UAE) ዘሎ 'ናይ ዝፋን ጸወታ' …ፕረዚደንት ቱርኪ ናብ UAE ዝገብሮ ምብጻሕ ብምኽንያት ኣፈርክቡ ሞት  መሓመድ ቢን ዛየድ ከም ዝተናወሐ ተገሊጹ ኣሎ። ኩነታቱ...
17/02/2026

ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ (UAE) ዘሎ 'ናይ ዝፋን ጸወታ' …

ፕረዚደንት ቱርኪ ናብ UAE ዝገብሮ ምብጻሕ ብምኽንያት ኣፈርክቡ ሞት መሓመድ ቢን ዛየድ ከም ዝተናወሐ ተገሊጹ ኣሎ። ኩነታቱ ኣዝዩ ከቢድ ከም ዝኾነ ዝሕብሩ ጸብጻባት ድማ ወጺኦም ኣለው።

ናይ ብሓቂ ድዩ ሓሚሙ፡ ወይስ ብሓው ታህኑን ቢን ዛየድ ብድሕሪት ደገፍ ስዑዲ ዓረብ ከም ዘለዎ ዝንገረሉ ተኣልዩ ወይስ ተኣሲሩ፡ ወይ ድማ ተቐቲሉ ዝብል እውን ጽንጽንታ ኣሎ?

ብፍላይ ከም ዝዝረበሉ፡ መሓመድ ቢን ዛየድ ቅድሚ ሰሙናት ብፍርሃት ዕልዋ መንግስቲ ካብ ስልጣኑ ኣልይዎ ኣብ ክንድኡ ድማ ወዱ ካሌድ ቢን መሓመድ ከም ዝሾሞ ተገሊጹ ምንባሩ እሞ ኸኣ ሓዊ ዘጎሃህር ኢዩ።

ንሓበሬታኹም፡ እቲ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ፕረዚደንት UAE ኻሊፋ ቢን ዛየድ፡ ቅድሚ ሞቱ ብወግዒ ምግላጹ ንሓሙሽተ ዓመታት ካብ ህዝቢ ጠፊኡ ምንባሩ ይፍለጥ።

ገሊኦም ሕጫጨ ሓዊሶም ዝገልጽዎ፡ ንሱ ሓቂ እዩ ቅድሚኡ ዓመታት ሞይቱ ነይሩ፡ ሓው መሓመድ ድማ በቲ እዋን እቲ ብድሕሪት ገበተ-ስልጣን ኮይኑ UAE ይገዝእ ነይሩ ዝብሉ ኣይተሳእኑን።
Dinar

13/02/2026
13/02/2026

ኩልኹም ፓለቲካዊ ውድባት ትግራይ ነንባዕልኹም ምውንጃል ገዲፍኩም፤ እተውፅእዎም መግለፅታት ምስዚ ናይ ሓሳብ ክጠዓዓሙ ግበሩዎም።

Address

Aksum

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tigray Youth Diplomatic Union -TYDU posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share